
ኣይግረምን
ቀቲሉ ዝበልዕ ፈታዊ ስጋ ኮይነ
ቀቲሉ ብዝቐብር ኣይግረምን ኣነ። (ረዳኢ ኣለም ሰገድ)
ሰላም ንትግርኛ! ዘለካ ተወከፍ እንድዩ ነገሩ ፍኖት ዝተሰየመት መኣዲ ግጥምታት ትግርኛ ባህሊ፣ታሪኽ፣ፍልስፍና ሰላምን ፍቕርን ኮታስ ኩለመዳያዊ ምንቅስቓስ ሂዎት ዘንፀባርቑ 50+1 ግጥምታት ሒዛ ሕትመታ ተጋሂዱ ፣ምርቓኣ ተበሲሩ እንሆ ናባኹም ናብ ሃየስታን ኣንበብታን ቀሪባ ኣለ እሞ ሃየ ከየስተዋሓድኩም ገናፅልዋ።
ሰናይ ንባብ!
Details
- Publication Date
- Nov 2, 2023
- Language
- Tigrinya
- ISBN
- 9781304950154
- Category
- Poetry
- Copyright
- All Rights Reserved - Standard Copyright License
- Contributors
- By (author): ጎይቶኦም ኣምሃ, By (author): ረዳኢ ኣለምሰገድ
Specifications
- Pages
- 52
- Binding Type
- Paperback Perfect Bound
- Interior Color
- Black & White
- Dimensions
- A5 (5.83 x 8.27 in / 148 x 210 mm)