
ጆርጅ እቲ ክዓረፈሉ ዝምነዮ ዝነበረ እዋን ክረምቲ እንዳበፅሐሉ እዩ፤ ኮይኑ ግና ኣብ ማእኸል ዝኾነ ነገር ጣልቃ እንተኣትይዎ ናይ ጆርጅ ታሕጓስ ዕረፍቲ ከበላሽወሉ ይኽእል እዩ፡፡ ብእግሩ ንምጓዓዝ ንኡሽተይ ዝሕምም ሕበጥ ኣብ ቆዳ እግሩ ኣስተውዓለ፡፡ ጆርጅ ቬሩካ ኣለዎ፤ ስለዝኾነ ድማ ናብ ናይ ዕረፍቲ ግዜኡ ካብ ምኻድ ከየትርፎ ፈሪሑ ነበረ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጆርጅ ብሰንኪ ሕም ናይ ዕረፍቲ ግዜኡ ኣምሊጥዎ ነይሩ፡፡ ሕጂ እውን ብዚ ዓመት የምልጦ ይኸው ዶ?
Details
- Publication Date
- Mar 22, 2022
- Language
- Tigrinya
- ISBN
- 9781471748035
- Category
- Children's
- Copyright
- All Rights Reserved - Standard Copyright License
- Contributors
- By (author): ትሬይ ሊ
Specifications
- Pages
- 39
- Binding Type
- Paperback Perfect Bound
- Interior Color
- Color
- Dimensions
- US Trade (6 x 9 in / 152 x 229 mm)