Show Bookstore Categories

ህይወት መሓመድ

ህይወት መሓመድ

ሲራ

Byዶር. ቢል ዎርነር

Usually printed in 3 - 5 business days
እዛ ህይወት መሓመድ ዘርእስታ መጽሓፍ ሓጺር መግለጺ ታሪኽ ህይወት መሓመድ እያ። ንሱ እቲ ቀዳማይ መራሒ ምልእቲ ምድሪ ዓረብን መሰረት ግዝኣት ምስልምና ዘንበረ እዩ። ሲራ፡ ታሪኽ ህይወት መሓመድ ጥራይ ዘይኰነስ ዉፉይ ኣስላማይ ክነብሮ ዘለዎ ቅዱስ ምስልምናዊ ጽሑፍ ድማ እዩ። ህይወት መሓመድ መስተንክር ዛንታ እዩ። ንሱ እቲ ቀዳማይ መራሒ ኲሉ ምድሪ ዓረብ ዝኾነ ብድኽነት ዝዓበየ ዘኽታም እዩ። ንሱ ሓድሽ ሃይማኖት፡ ሓድሽ ኣገባባታት፡ ሓድሽ ቅዲ ውግእ፡ ሓድሽ ፖለቲካውን ሕጋውን ስርዓት ማለት ሽርዕያ ፈጠረ። መሓመድ ናይ ዓለምና እቲ ዝዓበየ ተዋጋኣይ እዩ ነይሩ። ሕጂ ብስም ቄሳር ወይ ናፖልዮን ወይ’ውን ካልእ ወትሃደራዊ መራሕ ዝካየድ ውግእ የልቦን። ብስም መሓመድ ዝሞቱ ሰባት ግና ነፍስ ወከፍ ዓመት ኣለዉ። ድሕሪ 1400 ዓመታት ምስልምና ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮ ንላዕሊ ዝያዳ ሓያል ኣሎ። መሓመድ፡ ሓደ መዓልቲ ኲላ ዓለም ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ሕጉ ክትንብርከኽ ምዃና ይነግር። ንምስልምና ክንርዳእ፡ ህይወት መሓመድ ክንፈልጥ ኣሎና። ኲሉ ኣስላማይ ልክዕ ከም ናይ መሓመድ ህይወት ክነብር ዝደሊ እዩ። ኲሉ ቓላቱን ተግባሩን ኣስላማይ ንምዃን ፍጹም መርኣያ እዩ። ኲሉ ኣስላማይ መሓመዳዊ እዩ። ሃይማኖት ምስልምና፡ ንኣላህ ምምላኽ ጥራይ ዘይኰነስ ልክዕ ከምታ መሓመድ ንኣላህ ገይሩ ዘምለኾ ጌርካ ምምላኽ እዩ። ህይወት መሓመድ፡ ማለት ሲራ ፍልይቲ መጽሓፍ እያ። ሓጺርን ንጹርን መቐረት ምስልምና እትህብ ምሉእ ብምሉእ እተተኣማምን እያ። ስርዓት መወከሲኣ ንኹሉ ተጠቒሱ ዘሎ ሓበሬታ ከተረጋጋጽ ዝሕግዝ እዩ።

Details

Publication Date
May 15, 2022
Language
Tigrinya
ISBN
9781678013554
Category
History
Copyright
All Rights Reserved - Standard Copyright License
Contributors
By (author): ዶር. ቢል ዎርነር

Specifications

Pages
113
Binding
Perfect Bound
Interior Color
Black & White
Dimensions
US Trade (6 x 9 in / 152 x 229 mm)

Ratings & Reviews