Clear all

Categories

ክርስትያናዊ ፍልስፍና

ክርስትያናዊ ፍልስፍና

Byኣሕታሚ ሎጎስ

Usually printed in 3 - 5 business days
ኣልቪን ፕላቲንጋ (ሓደ ካብቶም ብሉጻት ክርስትያን ፍላስፋታት ናይ ዘመና)፡ ፍልስፍና ብቀሊሉ ብጽኑዕ ህየሳዊ ምሕሳብ ምዃኑ ክግለጽ ከም ዝኽእል ይነግር። ፍልስፍና ነዊሕን ብጽኑዕ ብዛዕባ ዓሞቕቲ ጒዳይት ምሕሳብ ከም ዘሳትፍ ዳርጋ ኩላቶም ፍላስፋታት ይሰማምዑ እዮም። ኖርማን ጋይስለር ንፍልስፍና ንሓቂ ምድላይ ከም ዝዀነ ገሊጽዎ ኣሎ። ብልክዕ፡ እዚ ዕላማ ናይ ብጽኑዕ ምሕሳብ እዩ። ሓደ ፍላስፋ፡ ጌጋታት ብምውጋድ፡ ንተወዳደርቲ ዘረባታት ብምምርማር ንሓቂ ብህየሳዊ ምርመራ ብምግባር ዝድህስስ እዩ። ኣብ ፍልስፍና ክንዮ ሓተታን ምርመራ ዝዀነ ዋላ ሓንቲ የልቦን። ሓፈሻዊ ሕግታት ናይ ጽቡቕ ፍልስፍና ኣለዉ፡ ግናኸ ነዞም ሕግታት'ውን ንሓቅነቶም ዝድግፍ ምጒታት ኣለዎም። ብሓጺሩ፡ ፍልስፍና ብጽኑዕ ህየሳዊ ምርመራ ንሓቂ ምድላይ እዩ (ብመብዛሕትኡ እዋን ብረቂቕ)። ፍልስፍና ቓል ብቓል ትርጉሙ “ንጥበብ ምፍቃር” ዝትርጎም እዩ።

Details

Publication Date
May 5, 2022
Language
Tigrinya
ISBN
9781387988204
Category
Religion & Spirituality
Copyright
All Rights Reserved - Standard Copyright License
Contributors
By (author): ኣሕታሚ ሎጎስ

Specifications

Pages
127
Binding Type
Paperback Perfect Bound
Interior Color
Black & White
Dimensions
US Trade (6 x 9 in / 152 x 229 mm)

Ratings & Reviews