ድሒንካ ዲኻ፡ ሎሚ እንተ ሞይትካ ናበይ ክትከይድ ኢኻ፡ ናብ ገሃንመ እሳትዶ ናብ መንግስተ ሰማያት፧ እዛ መጽሓፍ፡ ነዘን ኣብ ላዕሊ ዘሎዋ ሕቶታትን ካልእ ንኽትምልስ ርድኢት ትህብ ኮይና፡ ብጠቕላላ ዓሰርተ ሸውዓተ ትምህርትታት (ብዛዕባ ኣምላኽ፡ ጸሎት፡ ጥምቀት. . .) ተጠቓልል። ጎይታ ምሳኻ ይኹን፡ ሰናይ ንባብ።
Details
- Publication Date
- Nov 20, 2018
- Language
- Tigrinya
- Category
- Religion & Spirituality
- Copyright
- All Rights Reserved - Standard Copyright License
- Contributors
- By (author): Shalom Ministries
Specifications
- Pages
- 88
- Binding Type
- Paperback Perfect Bound
- Interior Color
- Black & White
- Dimensions
- Digest (5.5 x 8.5 in / 140 x 216 mm)