ጠሓሲት ሃገር

ጠሓሲት ሃገር

ስልጣነን ከባብያዊ ጽባቐን እናዓቀብካ ኢንዳስትራላውነት፡ ከተማውነትን ኣሃዛውነትን ቀሊል፡ ብዋጋ ሕሱርን ሞራላውን ምግባር።

Bytesfazion gerhelase

Usually printed in 3 - 5 business days
ማሕበር የሕዋት ኣግኣዝያን (ማየኣ) ስቪካዊ ሃገራዊ ምንቅስቓስ ናይ ህዝቢ ትግርኛ ኢዩ። ኣብ 2011 ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ብሕቡእ ተመስሪቱ፡ ኣብ 2016 ድማ ብወግዒ ናብ ህዝቢ ቀሪቡ። ምስ ኣዝዮም ብዙሓት ምዝጉባትን ዘይምዝጉባትን ኣባላት ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኮምኡ ውን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ ሕቡኣት ኣባላት (ማየኣ) ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግርኛ ልዑል ተቐባልነት ተጎናጺፉ ኣሎ። እዚ ምንቅስቓስ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ኤውሮጳ፡ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ኣብያተ ጽሕፈት ኣለዉዎ። እቲ ቀዳማይ ዕላማና ንኤርትራ ወግዓዊት ሃገረ መንግስቲ ህዝቢ ትግርኛ ብምግባር፡ ናይ ኩሎም ቀቢላታትን ሰበኽ ሳግም ዉሕዳንን ዲሞክራስያዊ መሰላት ብምኽባርን ባህላዊ መንነታቶም ኣፍልጦ ብምሃብን ኢንዳስትራልያውነት፡ ከተማውነትን ኣሃዛውነትን ምህናጽ ኢዩ። ቀንዲ ዕላማ ምንቅስቓስ ኣግኣዝያን ንኤርትራ ስትራተጂካዊ ኣገዳስነታን ዝምድንኣን ክብ ምባልን ውሑስ ዝኾነ ናይ ፋይናንስ፡ ዕዳጋን ቴክኖሎጂን ዝምድና ምፍጣርን፣ ካብ ኤውሮጳ፡ ኣሜሪካን እስራኤልን ልዑል ናይ ምሕደራ ዓቅሚ ሰብ ብምርካብን፣ ንገማግም ቀይሕ ባሕሪ ብልዑል ፍጥነት ኢንዳስትራልያዊ ምግባር፡ ምግሃድ ቁጠባዊ ዕብየት፡ ምፍጣር ስራሕን ምብልጻግን ኢዩ።

Details

Publication Date
Jun 20, 2025
Language
Tigrinya
ISBN
9781300195252
Category
Social Science
Copyright
All Rights Reserved - Standard Copyright License
Contributors
By (author): tesfazion gerhelase

Specifications

Pages
589
Binding Type
Paperback Perfect Bound
Interior Color
Black & White
Dimensions
US Trade (6 x 9 in / 152 x 229 mm)

Ratings & Reviews