ዕዉት ህይወት፡ እንታይ ምዃኑ ትፈልጥዶ፧ ዓወት ክትረክብ ኢልካ ኣዚኻ እኳ እንተ ጸዓርካ ግናኸ እንተ ወዲቕካ፡ ከም’ዚ ኢልካ ብዓውታ ትጭድር ትኸውን፡ “ይዋእ ኣነ ምግዱር ሰብ፡ ካብዚ ናይ ሞት ስጋስ መን ኮን ኬድሕነኒ እዩ፧” (ሮሜ7:24)። ምድሓን፡ ኣብ ጥቓኻ ከም ዘሎ ርግጽ ግበር: “ንኣምላኽ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ ስብሓት ይኹኖ” (ሮሜ7:25)። ዕዉት ህይወት፡ እትበጽሖ ዘይኮነ እትወሃቦ እዩ። ናይ ህይወትካ ምቕያር እዩ። ብሕቡእ ዘይኮነስ ብግልጺ እዩ ዝፍጸም። ብገዛእ ርእስኻ ዘይኮነስ፡ በቲ ኣባኻ ዘሎ ክርስቶስ እዩ ዝፍጸም።
Details
- Veröffentlicht am
- Sep 5, 2019
- Sprache
- Tigrinya
- ISBN
- 9781716806568
- Kategorie
- Religion & Spiritualität
- Copyright
- Creative Commons NonCommercial (CC BY-NC)
- Autoren/Mitwirkende
- Von (Autor): Shalom Ministries
Spezifikationen
- Seiten
- 116
- Bindung
- Paperback Paperback
- Farbe für den Innenteil des Buches
- schwarz & weiß
- Abmessungen
- Digest (5,5 x 8,5 Zoll / 140 x 216 mm)